African Union, EU and UN agreed to solve human rights violations in Libya

ሕ/ኣፍሪቃ ፡ ሕ/ሃገራትን ሕ/ኣውሮጳን ኣብ ሊብያ ንዘሎ ምጥሓስ ስብኣዊ መሰላት ንምቅላል ኣብ ዘኽእል መደብ ተሰማሚዖም::

0
11375

African Union, EU and UN agreed to solve human rights violations in Libya : 

Listen Audio >>









ሕብረት ኣውሮጳ፡ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪቃን ከም አካል እቲ ኣብ ሊብያ ዘሎ ምጥሓስ ሰብኣዊ መሰላት ንምቅላል ዝኻየድ ዘሎ ጻዕርታትን መርበብ ዘይሕጋዊያን ኣስገርቲ ንምፍራስን ንምጥያስ ስደተኛታትን ኣብ ሓደ ናይ ህጹጽ እዋን መደብ ምስምማዖም ተገሊጹ።