The speed of Ethiopian Change is for the Melody of Peace with Eritrea
The speed of Ethiopian Change is for the Melody of Peace with Eritrea ምሉእ ትሕዝቶ ‘ዚ ጽሑፍ ንምንባብ ኣብ ስእሊ ጠውቕ
[VIDEO] Walta : The EPLF Operation Commando and The Maemide Battle
[VIDEO] Walta :The EPLF Operation Commando and The Maemide Battle
Eritreans have sent 38 Modern Hospital Beds from Minnesota
Eritrean: Project Hospital Beds for Eritrea from Minnesota 2017 እቲ ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ ሚነሶታ ተበጊሱ፡ ኣብ ኤርትራ ንዝርከብ መወልዳን ሆስፒታል ዘገልግል 38 ዘመናዊ ዓራት ድሕሪ ሓያል ኒሕን ሓቦን ዝተሓወሶ ጎስጓስ ናብ ኤርትራ ተላኢኹ። ናይ መጓዓዝያ ( shipment ) ወጻኢታት ኩሉ ብተቐማጦ ኤርትራውያን ኣብ ሚነሶታ ድማ ተዓሚሙ። ዓወት…
Israel will deport 40,000 illegal African migrants to Rwanda and Uganda
Israel will deport 40,000 illegal African immigrants to Rwanda and Uganda. Mostly of them are from Eritrea and Sudan እስራኤል 40 ሽሕ ስደተኛታት ክትሰጉግ ወሲና፡ መብዛሕትኦም ካብ ኤርትራን ሱዳንን እስራኤል፡ ክሳብ 40 ሽሕ ዝኣኽሉ ስደተኛታት ካብ ሃገራ ክትሰጉግ ምዃና ገሊጻ። መብዛሕትኦም እቶም ስደተኛታት ካብ ኤርትራን ሱዳንን…
VIDEO – Unwarranted Sanctions on Eritrea must be rescinded
Unwarranted Sanctions on Eritrea must be rescinded ጋዜጣዊ መግለጺ : ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ ዘይምኽኑይ እገዳታት ክለዓል ኣለዎ!
[VIDEO] Who is Wedi TABA – ወዲ ጣባ መን ‘ዩ ?
ወዲ ጣባ መን እዩ? ምስ መንግስቲ ኤርትራ እንታይ ርክብ ኣለዎ? ንዝብሉ ሕቶታትን ካልኦት ኣዝዮም ኣገደስቲ ዛዕባታትን መልሲ ይህበሎም ወዲ ጣባ