US is working to resolve the tense border dispute between Ethiopia and Eretria, Ambassador Donald Yamamoto
US says committed to resolving Ethio- Eritrean standoffs ኣመሪካ ንግጭት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክፈትሕ ይጽዕር ኣለኹ ትብል። ተሓታቲ ኣብ ጉዳይ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ዶናልድ ያማሞቶ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ነቲ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጸንሐን ዘሎን ናይ ዶብ ግጭት ንምፍታሕ ኣመሪካ ኣብ ጻዕሪ ከም እትርከብ ገሊጹ። While briefing…