[VIDEO] Human Rights on Eritrea and Particularly the Bisha Mine
Human Rights on Eritrea and particularly the Bisha mine ኣብ ካናዳ ዝነብሩ ውልቀ ሰባት ብፖለቲካዊ ድፊኢት፡ “ብሓይሊ ተገዲድና ብዘይ ደሞዝ ንሰርሕ ነርና”፡ ብምባል፡ ብግዱድ ዕስክርናን ባርነታዊ ስራሕን ኣብ ልዕሊ ዕደናዊ ትካል ኔቭሰን-ቢሻ ክሲ መስሪቶም ካሕሳ ይሓቱ ኣለዉ። ትካል ኔቭሰን-ቢሻ እቲ ናይ ፍርዲ መስርሕ ኣብ ኤርትራ ክካየድ…