[AUDIO] Eritrean-American Students Conference conducted
ዋሽንግተን — ኤሪስታር ዝተባህለ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ሜሪላንድ ዝመደበሩ ናይ ኤርትራዊያን ኣሜሪካዊያን ናይ ስፖርት ክለብ ዝሓለፈ ሰሙን ንተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ ዕላማ ዝገበረ ዋዕላ ኣዳልዩ ኔሩ።