ታሪኽ ህይወት ሓርበኛ ስዉእ “ሮሞዳን መሓመድ ኑር”!

ሓርበኛ ስዉእ “ሮሞዳን መሓመድ ኑር”! ኣብ 1938 ዓ.ም.፡ ካብ ኣቦኡ ኣቶ መሓመድኑር ሮሞዳንን ኣዲኡ ወይዘሮ ስቶም እድሪስ ኢብራሂምን ኣብ ሕርጊጎ ዝተወልደ ሓርበኛ ተጋዳላይ ሮሞዳን፡ ካብ ሰለስተ ኣሕዋቱ መበል ካልኣይ እዩ። … Read More