Eritrean: Project Hospital Beds for Eritrea from Minnesota 2017
እቲ ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ ሚነሶታ ተበጊሱ፡ ኣብ ኤርትራ ንዝርከብ መወልዳን ሆስፒታል ዘገልግል 38 ዘመናዊ ዓራት ድሕሪ ሓያል ኒሕን ሓቦን ዝተሓወሶ ጎስጓስ ናብ ኤርትራ ተላኢኹ። ናይ መጓዓዝያ ( shipment ) ወጻኢታት ኩሉ ብተቐማጦ ኤርትራውያን ኣብ ሚነሶታ ድማ ተዓሚሙ። ዓወት ንሓፋሽ